Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም፡፡

ሚኒስትር ፓርክ ጂን÷ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.