Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ናብ ካይሮ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ካይሮ ኣቲዮም፡፡

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ ከምዝሓበሩዎ፥ ላቭሮቭ ኣብ ካይሮ ፃንሒቶም ምስ ሰብ መዚ ግብፂ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢተር ኣሎ፡፡

ላቭሮቭ ናይ ኣፍሪካ ዑደቶም ብዕሊ ዝጀመሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ወቀፃሊ እውን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዩጋንዳን ዴሞክራቲክ ኮንጎን ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ሲጂቲኤን ኣፍሪካ ፀብጺቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.