Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩ ኤስ ኤድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤድ) ዘቲዮም።

እቶም ሚኒስትር፥ ግብርና ንምዝማን ዓሊሙ ሰትራቴጂክ ትልሚ 10 ዓመት ብምቕራፅ ተግባራዊ ምግባር ምጅማሩ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ፣ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር መስርሖም ዘተባብዕ ውፅኢት ተረኺቡሉ ኢዩ ኢሎም።

ዩ ኤስ ኤድ ካብ ግብርና ብተወሳኺ ከም ሃገር ልዑል ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ገሊፆም።

ሓላፊ ስራሕ ዩ ኤስ ኤድ ሲን ጆንስ ብግደኦም፥ ከም ሃገር በፍላይ ኣብ ልምዓት ስርናይ ዝግበር ዘሎ ስራሕ ምንኣዶም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.