Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሚኒስትር ዴኤታ ደረጄ ድጉማን ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ቴድ ቻይባን ተዛቲዮም።

ዘተኦም ድማ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ስርዓት ጥዕና ምጥንኻር ዝከኣለሉ ኩነታት ተላዒሉ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ተበፃሕቲ ኣብ ዘይኮኑ ከባቢታት ህፃናት ካብ ዝተፈላለዩ ሕማማት ንምሕላው ኣብ ዝከኣለሎም ምንቅስቓሳት ክታበት ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ካብ ዩኒሴፍ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.