Fana: At a Speed of Life!

ሚካኤል ጎርቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መራሒ ሶቪየት ሕብረት ሚካኤል ጎሮቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ዝሑል ኲናት ዓለም ብሰላማዊ መገዲ ንኽፍታሕ ከምዘኽኣሉ ዝንገረሎም ጎርቫቾቭ ኣብ 91 ዓመቶም ኢዮም ዓሪፎም።

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1985 ናብ ስልጣን ዝደየቡ ጎርቫቾቭ፥ ብምኽንያት ምፍራስ ሕብረት ሶቬት ኣብ ሩሲያ ይውቀሱ።

ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ብሕልፈት ጎርቫቾቭ ከምዝሓዘኑ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.