Fana: At a Speed of Life!

ማሕበራዊ ሚዲያ ርክብ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ህንፀት ሃገርን ርክብ ህዝቢን ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ታዬ ደንደኣ፥ ብስምዒትን ሓላፍነት ብዝጎደሎምን ተረባሕተ ሚዲያ ምኽኒያት ብዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣዘኻኪሮም።

እተን ሃገራት ክሳብ ምፍራስ ከምዝበፅሓ አወን ተዛሪቦም።

ኣብ ኢትዮጵያም ኣብ ማሕበራዊ ድረ ገፃት ኣፈላላይ ዝሰብኩ ህንፀት ሃገርን ሰላምን ዘፈርሱ እንትውዝዑ ከምዝረአ ገሊፆም።

ይኹን እንበር ማሕበራዊ ሚዲያ ብኣግባቡ እንተተጠቒምካሉ ካብ ውድቀት ዘድሕን፣ ሰላምን ልምዓትን ዘረጋግፅን ሓድነት ዝፈጥርን፣ ስርቂ ዝቃወም ትውልዲ ዝፈሪየሉን ኢዩ ኢሎም።

ብኣዳነች ኣበበ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.