Fana: At a Speed of Life!

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ።

እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታትን ስራሕቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝሳለጡ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕመጠ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.