Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 70 ቢሊየን 670 ሚሊየን ብር ንኽኸውን ንኸውኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 70 ቢሊየን 670 ሚሊየን ብር ንኽኸውን ንኸውኸውን ወሲኑ።

ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ በጀት ዓመት 2014 ንካፒታልን ስሩዕ ስረሕቲን ዕቤት እታ ከተማ ንኽቕፅልን ፍትሓዊ ተረባሕነት ነበርቲ ንምርግጋፅን ብሓፈሻ 70 ቢሊየን 670 ሚሊየን 216ሺሕን 28 ብር ብምውሳን ናብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሪሑ፡፡

ድልድል በጀት ዓመት 2014 ምስ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እንትነፃፀር ናይ 9 ቢሊየን 319 ሚሊየን 594 ሺሕን 613 ብር ወይ እውን 15 ነጥቢ 19 ምኢታዊ ሓለፋ ኣለዎ ተባሂሉ፡፡

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.