Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ዓፋርን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ዓፋርን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ካብ ሕረተሰብን ካብ ዝተፈላለዩ ሰብ ሃፍቲን ዝተኣኻኸበ እንትኸውን፥ ኣብ ክልቲኦም ክልላት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ልሊ 57 ሚሊየን ዝግመት ዕለታዊ ምግቢን ክዳውንቲን ዘካተቱሉ ሓገዝ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንርእሳነ ምምሕዳር ክልቲኦም ክልላት ኣረኪበን፡፡

እቶም ርእሳነ ምምሕዳር፥ በቲ ምምሕዳር ከተማ እናተገበረ ዝርከብ ሓገዝ ዝበረታተዕ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ምስጋና ምቕራቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.