Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ።

ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአንኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዙሓት ፈተናታት እኳ እንተነበሩ ፅዕንቶ ናብራ ነበርቲ ዘቃልሉ ብዙሓት ሰብ ተኮር ስራሕቲን ስራሕቲ ልምዓትን ተሰሪሖም ኢዮም ኢለን።

ህዝቢ ንምግልጋል ዝተኸየደ መገዲታት ኩሉ ከምዝፍተሽን ተተሊሞም ዝተፈፀሙ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክፍተታት ከምዝፍለዩ ኣፍሊጠን።

“ናብ ህዝቢ ብምቅራብ ክእረሙ ዝግበኦም ኩሎም ከምዝእረሙ ብዝተሰርሑ ዘተባብዑ ስራሕቲ እንተይተዓበና ሓይልና ኣጠናኺርና ልዕሊ ዝኾነ እዋን ህዝብና ንምግልጋል ክንዳሎ ኢና” ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.