Fana: At a Speed of Life!

ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ቦንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣  12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ ከብሉ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም።

እቶም ነበርቲ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ ህላወ ሃገር እንትረጋገፅ ዜጋታት ዝደልይዎ ምግባር ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም።

ቀፃልነት ሃገር ኣብ ምርግጋፅ ምርጫ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ድማ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነትና ኢዩ ኢሎም።

ብፍሬህይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.