Fana: At a Speed of Life!

ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበርኪቶም፡፡

ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተተሓሓዙ ሓድጊታት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኽቕመጡ ከንቲባ አዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦ ፃውዒት ስዒቡ ኢዩ እቶም ተወከልቲ ነቶም ሓድጊታት ዘረከቡ፡፡

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባን ጉዳያ ካቢኔን ጥላሁን ወርቁ÷ እቲ ክልል ዘተኣኻኸቦም ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተተሓሓዙ ሓድጊታት ነቲ ምምሕዳር ከተማ ብምርካቡ ኣመስጊኖም።

ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተተሓሓዙ ሓድጊታት ወለዶ ንኽመሃረሎም  ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኽቕመጡ÷ ካልኦት ክልላት እውን ኣስተዋፅኦ ንኸበርክቱ ፃውዒት ምቕራቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.