Fana: At a Speed of Life!

ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ  ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ  ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን “ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ምክልኻል ግዕዝይና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዳማ የካይድ ኣሎ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ፥ ግዕዝይና ንምጥፋእ እቲ ገበን ከየጋጠመ ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ትኹረት ብምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

መስ መራኸብቲ ሓፋሽ ተቐራሪብካ ኣብ ምስራሕ ሰባት ኣብ ምስልጣን፣ ምምሃርን ምብቃዕን ከምዝስራሕ ተዛሪቦም።

ብሃበኒዮም ሲሳይ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.