Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ከተመኦም ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ኣመስጊነን።

“ኣነ ንሰላም ከተማይ ዋርድያ ኢየ” ብዝብል መርህ መሰረታዊ ስልጠና ሰላምን ፀፅታን ዝወሰዱ 27 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ክፍለ ከተማታት ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ እውን ኣፍሊጠን።

“መላእ ነበርቲ ከተማና ነቶም ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ እዋን ምውፋር ስረሖም ኣድላዪ ምትሕብባር ንኽገብር ኣቐዲመ የተሓሳስብ” ክብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ፅሒፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.