Fana: At a Speed of Life!

ምድላዋት ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ለንደን፣ በርሚንግሃምን ኮቨንተሪን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላዋት ምትእኽኻብ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ለንደን፣ በርሚንግሃምን ኮቨንተሪን ተኻይዱ።

እቲ ምድላው “ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣብ ጎኒ መከላከያን ህዝባዊ ሓይሊን ደው ብምባል ብፅሒተይ ኽዋፃእ ኢየ” ኢዩ ጠኻይዱ።

ኣብቲ መድላው ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ናይ ኢትዮጵያ አምባሳደር ተፈሪ መለሰ፥ እቲ ምድላው ኢትዮጵያውያን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ካብ ሃገር እንተወፅኡ ውን ኢትዮጵያ ካብ ውሽጦም ከምዘይትወፅእ ዘረጋገፅሉ ኢዩ ኢሎም ክብል ኢቢሲ ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.