Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ብፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ናብ ውድብ ሕብራት መንግስታት ብመንግስቲ ፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ።

ወታደራዊ ጁንታ ማሊ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባቦከር ኬታ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባሩ ማዕቐብ ተነቢሩላ ምፅንሑ ይዝከር።

እቲ ገደብ ትማሊ ፃንሒቱ ምዝዛሙ ስዒቡ ፈረንሳይን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ዝየጨተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ዘቕረብኡ ውሳነ ሓሳብ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ናይ ምስዓር መሰላ ተጠቒማ ውድቂ ገይራቶ።

ቻይና ብኣንፃሩ እቲ ውሳነ ብዝምልከት ደምፀ ተኣቅቦ ከምዝገበረት ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.