Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ።

እታ ሃገር ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ፍሪያታት ጥረምረ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንክቐርብ ዝተገበረ ስምምዕነት “ኣፈፃፅምኡ ጉድለት ኣለዎ” ብዝብል ነቲ ስምምዕነት ምቁራፃ ይዝከር።

ነዚ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ኣብ ዕዳጋታት ኣውሮፓ 8 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ሃገሮም ኣብ ስምምዕነት ቀረብ ስርናይ እተቕርቦም ሕቶታት ምላሽ እንተረኺቦምን እንተተመዓራሪዮምን ናብቲ ስምምዕነት ቀልቲፋ ክትምለስ ኢያ ኢሎም ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.