Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ፈተነ ኑክሌር ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ክሩዝን ባላስቲክን ሚሳኤላት ዘካተተ ልምምድ ኑክሌር ከምዝገበረት  ክሬምሊን ኣፍሊጣ።

እቲ ፈተነ ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ሞስኮን ብልሓታዊ ሓይሊታት ኑክሌር ምድላው ንምግምጋም ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ልምምድ ሰለስተ ወተሃደራዊ ዓውዲታት ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብታ ሃገር ሰሜናዊ ሸነኽ ኣብ ዝርከብን ፕሌስክ ኮስሞድሮም ኣብ ዝተብሃለ ማእኸል ኣህጉር ሓሊፉ ዝውንጨፍ ሩሲያ ከምዝተፈፀመ ክሬምሊን ምግላፁ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.