Fana: At a Speed of Life!

“ራይዚንግ ኢትዮጵያ” ብዝብል ሃሽ ታግ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ራይዚንግ ኢትዮጵያ” ብዝብል ሃሽ ታግ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ቱሪዝም ኢትዮጵያን ምስ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተሰሓሓቱ ናይ መራኸብቲ ሓፋሽ ሓሳባት ንምውጋድን እወንታዊ ገፅታ ኢትዮጵያ ንምፍላጥን ዝዓለመ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

እቲ ወፍሪ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ዘተሓባብርዎ ኢዩ።

ኣብቲ ወፍሪ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓቕሚ ኢንቨስትመንት፣ ባህሊ፣ ስፍራታት ቱሪስት፣ እወንታዊ ተግባርን ፕሮጀክትታትን ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.