Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ )ርእሰ ምምሕዳር ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ እቲ ክልል ብሓላፍነት ንዝሰርሑ ሹመታት ሂቦም።

ብመሰረት እዚ

1. ኣይተ ስር ኢብራሂምሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን

2. ኣይተ ኣልጀሊ ሙሳዋና ዳይሬክተር ሚዲያ

3. ኣይተ ብርሀኑ ኣየሁኣማኻሪ ሕጊ ርእሰ ምምሕዳር

4. ኣይተ በቀለ ኣንበሳኣማኻሪ ኢኮኖሚ ርእሰ ምምሕዳር  

5. ኣይተ ስማማው ኣብሾክምክትል ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ

6. ኣይተ  ብዱልከሪም ሙሳምክትል ሓላፊ ቢሮ ግብርናን ዓውዲ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን

7. ኣይተ  ሉቁማን ኣብዱልቃድርበዓል መዚ ሃፍቲ ደኒ እቲ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን

8. ኣይተ ሁሴን ሓሰንምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን

9. ኣይተ ኣህመድ ሙሳምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ኣሶሳ ብምዃን ከምዝተሾሙ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.