Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ኣብ መረፃ ጣቢያ በጌ መድረሳ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ድምፂ ንኽኽበር ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም።

ክሳብ ሕዚ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ከምዝቐፀለ እውን ኣፍሊጦም።

ብተመሳሳሊ ምክል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ወይዘሮ ሚስራ አብደላ ድምፂ ሂበን።

እተን ምክትል ርእሰ መምሕዳርን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅና ኣይተ ኣብዱልጀባር መሓመድን ኣብ ጣቢያ መረፃ ኣኮበር ተረኺቦም ኢዮም ድምፆም ሂቦም ዘለዉ።

ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ክልተ ክልላት መረፃ ኣብ ዝተጣየሻ 229 ጣቢያታት መረፃ እናተኻየደ እንትኸውን፥ መረፅቲ ድምፂ እናሃቡ ይርከቡ።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.