Fana: At a Speed of Life!

ርከብ ኢትዮጵያን ግሪክን ብዝበለፀ ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ልዝብ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርከብ ኢትዮጵያን ግሪክን ብዝበለፀ ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ልዝብ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ግሪክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣና ፋሩ ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ታሪኻዊ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እተን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ናብ ዝረጋገፀሉ ፅኑዕ ክልቲኣዊ ርክብ ንምምዕባል ከምዝግባእ ገሊፆም።

ኣምባሳደር ኣና ፋሩ ብግደአን፥ እቲ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ንምዕሟቕን ብሓባር ምስራሕ ከምዝግባእ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.