Fana: At a Speed of Life!

“ሰሙነ ኢትዮጵያ” ካብ 10 ክሳብ 16 ግንቦት ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰሙነ ኢትዮጵያ” ካብ 10 ክሳብ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መድላዋት ኣብ ፓርክ ሕውነት ከምዝኽበር ተገሊፁ።

እቲ ምድላው ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲን ፀጋን ብምፍላጥ ናብ ኢንቨስትመነት ምቕያር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ሰሙነ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብመሰረት ዘፈልፈልዎ ሓሳብ ንሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ሚኒስትራት ዕዮ ገዛ ብምሃብ እናተሰርሐ ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብቲ ፌስቲቫል ናይ ኩለን ክልላት መግለፅታት፣ ሃፍቲን ፀጋታትን ብቕርፃ ቅርፂ፣ መስልን ተንቀሳቓሲ ምስልን ኣብቲ ፓርክ ከምዝተዳለዉ ተገሊፁ።

ካብቲ ምድላው ዝተረኸበ እቶት ንተመዛበልቲ እግሪ ንምትካል ከምዝውዕል ተገሊፁ ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.