Fana: At a Speed of Life!

‹‹ሰሙን ዲጂታል ኢትዮጵያ›› ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ‹‹ሰሙን ዲጂታል ኢትዮጵያ›› ካብ 18 ክሳብ 22 ለካቲት 2016 ዓ.ም ንሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡

እቲ መርሃ-ግብሪ÷ “ሓበራዊ ፃዕሪ ንዲጂታል ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ ምድላው ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ንምፍላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.