Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ።

ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ 15 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ወይ 9 ሺሕን 300 ማይል ርሕቐት ናይ ምጉዓዝ ዓቕሚ ዘለዎ ባለስቲክ ሚሳኤል ምውንጫፋ ተሓቢሩ።

እቲ ምሳኤል ኩሎም ከባቢታት ጃፓንን ቀንዲ ቀንዲ ግዝኣት ኣሜሪካን ምክላል ከምዝኽእል  ሬውተርስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.