Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ተቐፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ምስ ፀላኢ ሕብረት ብምፍጣር ንእኩይ ዕላማ ክጥቀመሉ ዝነበረ መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐፃፂሩ።

ህወሓት ዝወደቦም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ምሊሻታትን ንመከላኸሊ ሃገር ኢዶም ይህቡ ኣለዉ።

እቲ ሰራዊት፥ ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ዘብፀሐሉ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ብምምካት ናይ መሊስካ መጥቃዕ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ዳንሻ ጀሚሩ ብዙሓት ቦታታት ይቆፃፀር ከምዘሎ ካብቲ ከባቢ ዝበፅሐና ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.