Fana: At a Speed of Life!

ሰርጌ ላቭሮቭ ንኣይተ ደመቀ መኮንን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ንምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።

ሰርጌ ላብሮብ ኣብ መልእኽቶም፥ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኮይኖም ሰርለዝቐፀሉ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም፡፡

ርክብ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምስፋሕ ብዓውዲታት ፖለቲካ፣ ምግዲ፣ ኢኮኖሚን ካልኦት ዘፈራትን ዘሎ ምትሕብባር ንምንፋዕን ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ንምሕላውን ድሉው ከምዝኾኑ ኣብሪሆም፡፡

“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን መላእ ኣፍሪካን ምርግጋእን ድሕንነትን ንምጥንኻር ሓብርና ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.