Fana: At a Speed of Life!

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 74 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 74 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።

እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብዚ ሕዚ እዋን መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዚን እናተራገፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ካብቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ብተወሳኺ 5 ነዳዲ ዝፀዓና ቦቴታት ከምዝርከበኦ እውን ተሓቢሩ፡፡

እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታ ንምክፋል ምድላው ከምዝተገበረ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣፍሊጡ፡፡

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሳልሳይ ዙር 74 ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ካብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ብመገዲ ኣብዓላ ኣቢለን ናብ መቐለ ከምዝተጓዓዛ ምግላፁ ይዝከር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.