Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ።

ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ እታ ሃገር ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ሌንጮ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹእ ኩነታት ኢንቨስትመንት መብርሂ ሂቦም።

ስለዝኾነ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩን ተሳትፎኦም ንከጠናኽሩን ሓቲቶም።

ኣብ ዓውዲ ግብርና፣ ማእድን፣ ሪል ስቴት፣ ፋርማሲዩቲካል ኢንዱስትሪን ቱሪዝምን እንተተሳቲፎም ውፅኢታዊያን ከምዝኾኑ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.