Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጄኖኣ ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጄኖኣ ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ግዝኣት ጄኖኣ ምስ ዝተፈላለዩ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዘቲየን።

እተን ኣምባሳደር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹእ ዕድል ኢንቨስመንትን ዕድል ዕዳጋን መብርሂ ሂበን።

ኣብ ሕጊን ኣሰራርሓን ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ እውን መንርሂ ከምዝሃባ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቶም ሰብ ሃፍቲ ብግደኦም፥ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.