Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበን ንምቕናስ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበን ንምቕናስ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣተሓሳሲቦም።

ብሰብ ናይ ምንጋድን ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋርን ገበን ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ተሳቲፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.