Fana: At a Speed of Life!

ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ።

እታ ሃገር ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ምእዋጃ ሓሊፉ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምንባራ እውን ተገሊፁ፡፡

እቲ ጎንፂ ኣብ ወደብ ባሕሪ ሱዳን ኣብ ዝርከቡ ዝተወሰኑ ከባቢታት ዝተወለዐ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ሞንጎ ተናሓናሕቲ ሓይሊታት ሱዳን ናይ ዓሌት ጎንፂታት ዝተለመዱ እንትኾኑ፥ ዝተወሰኑ ድማ ምስ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተተሓሓዙ ከምዝኾኑ ይዝረብ፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.