Fana: At a Speed of Life!

ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ከምእትከፍት ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ፍሊይቲ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ ሬናታ ቬልባር ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ንክትከፍት ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝግበር ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምርግጋፀን ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.