Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ የካየድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ መጠቓለሊ ፀብፃብ እቲ በጀት ዓመት ዝምልከት ክዝቲ ኢዩ።
ፀብፃብ ኦዲት እቲ ምምሕዳር እውን ናብቲ ቤት ምኽሪ ከምዝቐርብን ሰፊሕ ልዝብ ከምዝግበርን እውን ተገሊፁ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.