Fana: At a Speed of Life!

ስትራቴጂ መምርሒ ምክልኻል ግዕዝይና ኣካላት ዳይነት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ኣብ ዳይነት ኣብያተ ፈርዲ ፌዴራል ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻልን ምቁፅፃረን ዘኽአል ስትራቴጂ መምርሒ ኣፅዲቑ።

እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኣበ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ ነቲ መምርሒ ኣፅዲቑ ተባሂሉ።

ናፃነት ዳይነት ሙሉእ ብሙሉእ በዝሓለወ መገዲ ከምዝተዳለወ እውን ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ተግባራት ገዕዝይና ኣብ ልዕሊ ዝፍፅሙ ዳያኑን ሹመኛታትን ተሓታትነት ንምርግጋፅ ዓሊሙ ከምዝፀደቐ ካብ ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.