Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ተኸቢሩ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተዘላለዩ ከባብታት ሃገር ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ተወጊኑ፡፡

ኣብቲ ስነ-ርዓት፥ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ መዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምኡ እውን ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ተረኺቦም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.