Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀልን ማዘጋጃ ቤትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀልን ማዘጋጃ ቤትን ይካየድ ኣሎ።

ፕሮጀክት ማዘጋጃ ቤት – ኣደባባይ መስቀል፥ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ኢዩ።

እቲ ፕሮጀክት 3 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ብ50 ሚትሮ ስፍሓት ዝተሰርሐ እንትኸውን፥ ምስሊ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ክብ ዘብል ኢዩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣  ነበር ምክትል ከንቲባን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፣ ፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መኣዛ ኣሸናፊ፣ ነበር ፕሬዚደንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፣ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራትን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.