Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ሎሚ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ሎሚ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ክፍፀም ኢዩ።

እቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሰዓት 10 ኣብ ኣርባዕተ ኪሎ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ቤተ ክርስቲያን ከምዝፍፀም ተሓቢሩ፡፡

ካብ መንበሪ ገዝኡ ተበጊሱ ናብ ፓርክ ሕውነት ብምኻድ ኣድነቕቱን ፈተውቱን ስነ ስርዓት ምፍናው ክፍፅሙሉ ኢዮም።

ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ብሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ሕክምና እናሃለወ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ይዝከር።

“ምስ ሕልፈት እቲ ኣርቲስት ተተሓሒዞም እናወፅ ዝርከቡ ሓበሬታታት ብዘይምስማዕ ነቲ ኣርቲስ ዘለና ክብሪ ክነርኢ ይግባእ” ክብል  ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.