Fana: At a Speed of Life!

ስያመ መዓልታት ጷጉመን  ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ስያመ መዓልታት ጷጉመን  ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ፦

1 ጷጉመን መዓልቲ ኣገልግሎት

2 ጷጉመን  መዓልቲ መስዋዕትነት

3 ጷጉመን መዓልቲ ወለንታዊያን

4 ጷጉመን መዓልቲ ኣፍረያይነት

5 ጷጉመን መዓልቲ ትውልዲ

6 ጷጉመን መዓልቲ ሓድነት ተባሂለን ተሰይመን።

መዓልቲ ሓድነት ብብርኪ ሃገር በዝተፈለየ መገዲ ከምዝኽበር ተገሊፁ።

ብዙፋን ካሳሁን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.