Fana: At a Speed of Life!

ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ተሸይሞም።

ላዕለዋይ ቤት ፈርቲ እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ትማሊ ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈለዩ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ አል ናህያንን ብምትካእ ኢዮም ተሸይሞም።

ኤምሬትስ ኒውስ ኤጀንሲ ከምዝፀብፀቦ፥ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ብሼኽ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል ማክቱም ዘበን ኣመራርሓ ምክትል ፕሬዚዳንት፣ ቀዳማይ ሚኒስትርን ገዛኢ ዱባይን ብምኻነ ኣገልጊሎም ኢዮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.