Fana: At a Speed of Life!

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።

ምክትል አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ኢሬድ ኣድሚራል ናስር ኣባ ዲጋን ላዕለዎት ኣመራርሓን ንኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣቀባብላ ጌይሮምሎም።

ምክትል አዛዚ ኣድሚራል ናስር ኣባ ዲጋን ኣብ እዋን እቲ ዐደት÷ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ሲዒቡ ብዘበናዊ መልክዑ ከምዝተጣየሸ ገሊፆም።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ብህንፀት ዓቕሚ ሓይሊ ሰብን መሰረተ ልምዓትን ንባዕሉ እናወደበ ዕዉታት ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝርከብ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.