Fana: At a Speed of Life!

ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን እንግዶት ድራር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ እንግዶት ድራር ገይሮም።

ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ እንግዶት ድራር እቶም መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ምግባሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጆርጂያ ሜሎኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታወን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.