Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዋንግ ቶንግዙን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዘለዉ ዓውድታት ኮንስትራክሽን ንቑሕ ተሳትፎ ዘለዎ ሲሲሲሲ ዝበለፀ ጠመተን ኢንቨስትመንትን ክገብረሎም ኣብ ዝኽእል ሃገራዊ ሃፍቲታት ዝጠመተ ዘተ ምግባሮም ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.