Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ደሕሪ ሰዓት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮ0ንናት፣ ሙያተኛታት ፅገና ኣውሮፕላንን ፓይለታትን ከመርቑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 88 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.