Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ንዕላዊ ዘተ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን መጠነ ርእይ ዘለዎም ሰፊሕ ርእሰ ጉዳይ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምስፋሕ ዘኽእል ፅኑዕ ቅዋም ብምሓዝ ዝተሳለጠ ዘተ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

ኣብ ባህሊን ኪነ ጥበብን፣ ግብርና ኢሉ እውን ንግዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝጠመቱ  ሰለስተ ክታማት ስምምዕነታት ከምዝተፈፀሙ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.