Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ሮበርት አቤላ ተዛቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሎሚ ንጎሆ ብቀዳማይ ሚኒስትር ማልታዕላዊ ስነስርዓት  ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እቶም መራሕቲ፥  ኣብ ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝም፣ ባሕሪ፣ ሎጂስቲክስን ፀፅታን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ሓዊሱ ከልቲኣዊ ርክብ ዝድህስስ ዘተ ኢዮም ኣካይዶም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.