Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ክልቲአን ሃገራት 125 ዓመታት ዘቑፀረ ኣብ ምትእምማንን ምክብባርን ዝተመሰረተ ርክብ ከምዘለወን ኣልዒሎም፡፡

“ምስ ፈታውየይ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝገብሮ ዘተ፤ ኩሉ ግዘ ሕጉስ እየ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.