Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጂቡቲ ኣቲዩ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጂቡቲ እንትበፅሑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ርእሰ ብሄራትን መንግስታትን ኣባል ሃገራት ኢጋድ ንምስታፍ ኢዩ ናብታ ሃገር ኣምሪሑ።

ኣብቲ ጉባኤ ኢጋድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዝህቦ ዘሎ ምላሽን ዞባዊ ዛዕባታትን ዝጠመ ዘተ ክግበር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.