Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ተስፋ ብርሃን ማእኸል ምገባ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ንዓቕመ ደካማታት መኣዲ ኣካፊሎም።

ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.