Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ ዝገተገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፦ “ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ብምስፋሕ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ምስ ኮንሴሽናል ፋይናንስ፣ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ፅኑዕ ቀረብ ፋይናንስ ኢንቨስትመንት ንክህሊ ኣስተዋፅኦ ይህልዎ ኢዩ” ኢሎም።

ብተወሳኺ ምትሕብባር ባንኪ ዓለም ኣጀንዳታት ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ብምድጋፍ ዘላቒነት ዘለዎ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ሓቢሮም።

ኣጃይ ባንጋ ብግደኦም፥ ብብርኪ ሃገርን ወፃኢን ብዙሕ ፈተናታት እንተጋጠመ እውን ኢትዮጵያ ንቀንዲ ሸቶታት ልምዓት ዝሃበቶ ጠመተ ምንኣዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.